semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile
semir

@semirwoldu

🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

ID: 1549671578232922112

calendar_today20-07-2022 08:24:56

10,10K Tweet

1,1K Followers

353 Following

semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

መስጊድ ስሓባ (ኤርትራ) ምስ መስጊድ ሜካ (ስዑዲ ዓረብ) - ቀዳሞት መሳጊድ ኣብ ዓለም! ምስ እስራኤልን ስዑዲ ዓረብን ብቐይሕ ባሕሪ እትዳወብ ኤርትራ ክርስትናን ምስልምናን ዝተቐበለት ቀዳመይቲ ሃገር ክትከውን ስነ-ሞጎታዊ (logical) እዩ። ልክዕ ድማ

መስጊድ ስሓባ (ኤርትራ) ምስ መስጊድ ሜካ (ስዑዲ ዓረብ) - ቀዳሞት መሳጊድ ኣብ ዓለም!

ምስ እስራኤልን ስዑዲ ዓረብን ብቐይሕ ባሕሪ እትዳወብ ኤርትራ ክርስትናን ምስልምናን ዝተቐበለት ቀዳመይቲ ሃገር ክትከውን ስነ-ሞጎታዊ (logical) እዩ። ልክዕ ድማ
semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

"ብዙሕ ሰብ ዘይተረድኦን ዘደንቖን፣ ናይ ኣማሪካ $ን [Dollar] ናይ ኣማሪካ ጸቕጥን፣ ንኤርትራ ከምበርክኻ ዘይምኽኣሉ እዩ። ባርያን ኸዳምን እንከሎኻ ጎይታ ካብ ምምሳል፣ ድኻ ኬንካ ምኽባር ይሓይሽ"! ናይ ታሪኽ ምሁር ኢትዮጵያዊ ነፍስሄር ፕሮፈሶር

"ብዙሕ ሰብ ዘይተረድኦን ዘደንቖን፣ ናይ ኣማሪካ $ን [Dollar] ናይ ኣማሪካ ጸቕጥን፣ ንኤርትራ ከምበርክኻ ዘይምኽኣሉ እዩ። ባርያን ኸዳምን እንከሎኻ ጎይታ ካብ ምምሳል፣ ድኻ ኬንካ ምኽባር ይሓይሽ"!

 ናይ ታሪኽ ምሁር ኢትዮጵያዊ ነፍስሄር ፕሮፈሶር
semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

ንብጸሓያ ንኤርትራና ******************** ኣብ'ዚ ትማል ትማል ዝነበረ ማእከላይ ክፍለ ዘመን ኣውሮጳውያን ብሃመጅነቶም ዝልለዩ ነብሶም'ውን ዘይሕጸቡን ( ልኡላቶምን ልእልታቶምን ሓዊስካ ) ሓድሕድ ኣብ ምፍላስ ንኣማኢት ዓመታት 'ተጸምዱ ደመኛታት

ንብጸሓያ ንኤርትራና
********************
ኣብ'ዚ ትማል ትማል ዝነበረ ማእከላይ ክፍለ ዘመን
ኣውሮጳውያን ብሃመጅነቶም ዝልለዩ ነብሶም'ውን
ዘይሕጸቡን ( ልኡላቶምን ልእልታቶምን ሓዊስካ )  
ሓድሕድ ኣብ ምፍላስ ንኣማኢት ዓመታት 'ተጸምዱ 
ደመኛታት
semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

The geopolitics card ... ቅሰን!!! They won't bull you anymore because of your population size. We know how to play the cards now. #Eritrea #yonas

African Stream (@african_stream) 's Twitter Profile Photo

African Stream has been banned by Instagram, Facebook and YouTube. We were censored after US Secretary of State Antony Blinken made false, unsubstantiated claims against us on Friday. To be clear, contrary to the accusations, African Stream does not receive any funding from any

semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

Let add more fears to …… ግብጺ 1400 ኪሎሜትር ክበራ ዝኽእላ ዘመናዊያን ዶሮን ንኤርትራ ክም ልቃሕ ክትህብ ምኾና ገሊጻ 😂 አጆኹም እይትፍርሑ ስእሊ ጥራሕ እየን ዝስእላ #Daniel

semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

When #Ethiopia led by water boy, went from #nomore to pls sir can I some more. Water 👦 asking mike hammer for more.

semir (@semirwoldu) 's Twitter Profile Photo

New #Eritrean and #Sudaness Music 2024 - Shukren Eritrea ( የቐንየልና ኤርትራ ) youtu.be/CalFdLcX5cQ?si… via YouTube